Hiwe Queen (@Hiwe_21) header
Hiwe Queen (@Hiwe_21) profile picture

ዕዳ ኣለና ዘይተከፈለ💊😰

Joined December 2025
ማሚተይ ናተይ እንካዕ ተወለድክለይ ኣደዋተይ 🤱 ፍትው ኣኽብር ዘብለኪ ዳዕሮና መፃእኪ ቡሩሁ ንዱሙቅን ይኩነልኪ ትንሳኤ ትግራይ ንምርኣይ የብቅዕኪ ማሚተይ ናተይ🤱🎂🎊❤👏 @DAT_TDF @getish_desta @gaberahwt @FirozFa1 @queen_atsu @tigraweyt_2 @TigraySelalia
10
7
161
Replying to @Lwam2324
እግዚአብሔር ይመሰገን ካልአይተይ አሜን አሜን አሜን ናይ ኣዶና ቅድሰትን ድንግል ማርያም ፅሎታን በረከታን ኣይፈለና ካልአይተይ❤👏
5
2
47
ካልአይተይ ናተይ እንካዕ ተወለድክለይ ዛናተይ ፍትው ዘብለኪ ካልአይተይ መፃእኪ ቡሩሁን ዱሙቅን ይኩነልኪ ዛናተይ ዋዕሮ🎊👭❤ @Lwam2324 my 👸🎂 @DAT_TDF @getish_desta @gaberahwt @BerhanuAsres @FirozFa1 @AbebaAbeba89473 @Frey__gg @TigraySelalia @queen_atsu
2
11
9
266
ሓፍተይ ናተይ እንካዕተወለድክለይ ፍትው ኣክብር ዘብለኪ መፃእኪ ቡሩሁን ዱሙቅን ይኩነልኪ ሓፍቲ ባዕለይ🎊👭🎂 @hewiy_tigray 🎊 HBD my sweet🦋🎊👭 @FirozFa1 🤱👸 @DAT_TDF @getish_desta @queen_atsu @TigraySelalia @tigsti1A @AbebaAbeba89473 @gaberahwt @Gal_weyane
7
6
277
my ሓፍቲ ባዕለይ እንካዕ ተወለድክለይ ዛናተይ @Hiwet_12👭 ሰበይቲ ሓወይ👸 ፍትው ኣክብር ዘብለኪ ናየይ ሓፍቲ መፃእኪ ቡሩሁን ዱሙቅን ይኩነልኪ ዓጋማዊተይ ናተይ🎂🦋🎊👭 @DAT_TDF @getish_desta @FirozFa1 @queen_atsu @hewiy_tigray
1
5
1
7
291
ውርሲ ኣለኒ ናይ ኣቦታተይ ሓድጊ ኣለኒ ታሪኽ መሬተይ ቅድሚ ሂወተይ ዓደይ ንዓኺ ብዝበልክኒ ክዋደቐልኪ! @getish_desta @DAT_TDF @TigraySelalia @queen_atsu @tigsti1A @FirozFa1 @Just0Humanbeing @AbebaAbeba89473 #ዓደይ ኣጆኺ ፃሓይኪ ክበርቅ ኣደይ💊
14
10
172
ዛጓለይ ናተይ እንካዕ ተወለድክለይ ተወለድክለይመፃእኪ ቡሩህን ዱሙቅን ይኩነልኪ ምስትያተይ ናባዕለይ ፍትውዘብለኪ ብለነይ🦋🤱🎂 @queen_atsu @DAT_TDF @getish_desta ማእገረይ 🎂@FirozFa1 @TigraySelalia @saba_t12 @AbebaAbeba89473 @tigsti1A @YemaneTseg76999
1
6
6
150
#ሰነ 21 ማለት እዚ ወርቃዊ ታሪክ ወለዶታት ብወርቃዊ ዕለት ሰነ 21 ዝተሰርሐ እዩ።ዘልኣለም በዚ ዕለት ክዝንቶ ባዕልኻ ዋንኡ ባዕልኻ ተድምቆ ንወለዶታት ይስነድ ናይ ባዕልና ታሪክ ዓርስና ነኽብር💊 ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና 🥹💛🙏 @DAT_TDF @getish_desta
16
2
18
705
እዛ ባንዴራይ ልዕል ኣላተሰፊ ተበሰር ትሕት ኢላ ሰውእ ትዝኽር💊 እወ እዛ ባንዴራና ክንደይ ሂወት ኣብ ውሸጣ ኣሎ!ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ትግራይ 😰💊 @getish_desta @DAT_TDF @gaberahwt @Atsu2427 @FirozFa1 @TigraySelalia @saba_t12 @tigsti1A
8
1
6
474
ንኩለኩም ኣያታት ትግራይ❤👏 @getish_desta 💎 @gaberahwt @BerhanuAsres @aelafM_ @Jibako44 @Kirobel7 @MKidusYared @Dantheone921 @Ali37839382 @Nohelema @DestaNguse3 @Yemchem ኣሕዋተይ ብፆተይ መቃልሰተይ እንካዕ ኣብፃሓኩም ንኩለኩም ጅግኑ ደጀን ህዝቦም❤👏
1
10
10
436
ሓው ባዕለይ እንካዕ ተወለድካለይ እንካዕ ናትና ኮንካ መፃእካ ቡሩሁን ዱሙቅን ይኩን ጎይታ ሓፍቱ ፍትው ኣክብር ዘብለካ ሓወይ ትንሳኤ ትግራይ ንምርኣይ የብቅዕካ ክብረተይ🎊🥰🎂 @MkidusYared🦋🎊 @DAT_TDF @getish_desta @gaberahwt @aelafM_ @FirozFa1
4
4
70
Happy Mother,s Day👑❤🤱@DAT_TDF @Abeba1Abeba @FirozFa1 @MeremTesfay @TsigeAlemayoh ክብሪ ንዓክን ዝፈትወክን #አዴታት ትግራይ 🤱👑🤌ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏❤️❤️ Happy mother,s Day👑🤱❤️😘
3
1
26
📢 ⚖️ The sexual violence we have documented is brutal & used as a way to intimidate &terrorise communities,"she said. #2️⃣0️⃣0️⃣4️⃣DaysOfTigrayGenocide #Justice4TigrayWomenAndGirls @UN_HRC @IntlCrimCourt @WHO @UN_Women @BBCWorld @CNN @SecRubio @StateDept @USUN @MSF @Hiwe_21
18
7
274
#ጓል ሩባይ እንካዕ ተወለድክለይ ዛናተይ መፃእኪ ቡሩሁን ዲሙቅን ይኩነልኪ ዛናተይ ፍትው ኣክብር ዘብለኪ ጓል ዓደይ ትግራይ ሰላማ ንምርኣይ የብቅዕኪ @k_n14t 🎂🎊❤ @DAT_TDF @getish_desta @gaberahwt @FirozFa1 @Atsu2427 @TigraySelalia @saba_t12 @tigsti1A
5
6
207