Eritrean Journalist based in Asmara, Eritrea. Opinions are my own & Re-tweets are not endorsement.

Eritrea
Joined January 2019
ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፡ ብምትዅታዃት ስርዓት ብልጽግና ከይተረበጹ፡ ግን ከኣ ዕዮ ገዝኦም ከይረስዑ ንኹሉ ብትኩርነት ክከታተሉ ጸኒሖም ኣለዉ። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝካየድ ዘሎ ሰፊሕ ሰሚናራት ህዝባዊ መኸተ ድማ ናይ’ዚ መርኣያ’ዩ።
ርእሰ ዓንቀጽ መኸተ ከም ባህልን ክብሪን ህዝቢ ኤርትራ፡ ተጻባኢ ባህርይ ዘይብሉ፡ ዘይናቱ ዘይደሊ ጭዋ ህዝቢ’ኳ እንተዀነ፡ ብሰንኪ ዓይኒ ዝስሕብ ስትራተጂያዊ ኣቀማምጣኡን ጸጋታቱን፡ ብዓቢኡ ግን ብዘይምኽኑይን ዘይሕጋውን ሸውሃት ናይ ቀረባን ርሑቕን ገበትቲ፡ ህላወኡ ንምርግጋጽ - ኢዱ ከይሃበ ንዘመናት ኣብ ቀጻሊ መኸተ ክጽመድ ዝተገደደ ህዝቢ’ዩ። ኣብ ታሪኽ ማእከላይ ዘመን ናይ’ዚ ዞባ’ዚ፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ከም’ዚ ሎሚ ንፈልጠን ከይቈማ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብኹሉ ኩርናዓት፡ እንተላይ ካብ ስግር ባሕሪ ብምምጻእ ዝፈታተንዎ ዝነበሩ ወረርቲ እናመከተ፡ ንስለ ሰብኣዊ መሰሉን ክብረቱን ዘካየዶ ናይ “ኣይግዛእን!” “ኣይርገጽን!” ሓርበኛነት፡ ስኑድን ዘሐብንን ታሪኽ’ዩ። ኤርትራ ከም ሃገር ድሕሪ ምቛማ’ውን፡ ዝሓለፋ ልዕሊ 100 ዓመታት፡ ንህዝቢ ኤርትራ - መዋእል ቃልስን መኸተን ኣንጻር ወረርትን መስፋሕፋሕትን’የን ነይረን። ኣብ’ዘን ዓመታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ከከም ዝመጾ በዲሁ ክዕወት ዝኸኣለ ድማ፡ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ መኸተ ከም ባህልን ክብሪን ስለዘማዕበለን ስለዝረዓመን’ዩ። ፖለቲካዊ፡ ባህላዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ዲፕሎማስያዊ፡ ጸጥታዊ፡ ብቐንዱ ድማ ነብስኻ ናይ ምክልኻል - ኣብ ንቕሓት፡ ሓድነትን ተሳታፍነት መላእ ህዝቢን ዝተመርኰሰ ወተሃደራዊ መኸተ። መኸተ፡ ካብ ስነ-ልቦና ይብገስ፣ ብእምነት ድማ ይድራዕ። እምነት ከኣ መሰረት ዓወት’ያ። እቲ ትማሊ “ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ” ኢሉ፡ ኣብ ባዕሉን ውሽጡን ኣሚኑ ተኣምር ሰሪሑን ዋጋ ከፊሉን ናጽነቱን ልኡላውነቱን - ብዓቢኡ ድማ ሰብኣዊ ክብሩ ዘረጋገጸ ህዝቢ፡ ሎሚ’ውን ነቲ ባህሊ ኣብ ኩሉ መዳያት ይደግሞ ከምዘሎ፡ ኣብ ጉዕዞ 35 ዓመታት ናጽነት ዝተሓልፈ መድረኻት ዝምስክሮ ሓቂ’ዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት፡ ንልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ዒላማ ዝገበረ፡ ብታህዲድን ፈኸራን ዝተሰነየ ናይ “ጠሓርኩኹም፣ ወሓጥኩኹም” ቅሉዕ ተጻብኦታት ስርዓት ብልጽግና ኣብ ዝተኸስተሉ’ውን እንተዀነ፡ እቲ ባህልን ክብሪን ኣብ ቦትኡ ከምዘሎ’ዩ ብግብሪ ተመስኪሩ። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ፡ በቲ ምትዅታዃት ከይተረበጹ፡ ግን ከኣ ዕዮ ገዝኦም ከይረስዑ ንኹሉ ብትኩርነት ክከታተሉ ጸኒሖም ኣለዉ። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝካየድ ዘሎ ሰፊሕ ኣኼባታትን ሰሚናራትን ህዝባዊ መኸተ ድማ ናይ’ዚ መርኣያ’ዩ። ኣብ’ዚ ሕግን ፍትሕን ብሓይሊ እናተጓዕጸጸ፣ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ኣህዛብ ኣብ ሓደጋ ዝወድቀሉ ዘሎ ናይ ባህሊ ዓሳ ዘመን፡ እቲ ንቑሕ፡ ድልውን ኣብ ነብሱ ዝተኣማመንን ጥራይ’ዩ ክሰርር ዝኽእል። ስለዝዀነ፡ ሕጂ’ውን እምነትና፡ ንቕሓትናን ስጡም መኸተናን’ዩ እቲ ዋሕስ።
128
144
3,171
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 28 ክሳብ 29 ጥቅምቲ ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝቃናዕ 3ይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ሩስያን ንምስታፍ፡ ትማሊ ፍርቂ ለይቲ ናብ ሞስኮ ገይሹ። ጐኒ-ጐኒ’ዚ ዋዕላ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ክዘራረብ’ዩ።
President Isaias Afwerki departed to Moscow in the early morning hours today to participate in the Third Russia-Africa Summit that will be convened from 28-29th October this week. Main themes of the Summit include cooperation in the economic, investment, trade, energy, food security, agricultural and security sectors. President Isaias will also held a meeting with President Vladimir Putin to discuss the strengthening of bilateral ties as well as other matters of mutual importance. Presidential delegation includes Foreign Minister Osman Saleh.
10
364
2
394
4,184
መትከላዊ መርገጺ ኤርትራ ኣብ ህሉው ኩነታት ምስ ኢትዮጵያ
8
316
4
353
9,869
“ዘይቀደሙ’ውን መጻጽ’ያ ነይራ” በለት ወኻርያ! ሓተታ ሚኒስትሪ ዜና
2
307
2
322
4,653
ካብ 21 ክሳብ 25 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ኪሲሙ - ኬንያ ኣብ ዝካየድ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2026 ንእትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ሎሚ 17 ጥቅምቲ ወግዓዊ መፋነዊ ስነ-ስርዓት ተገይሩላ።
Farewell ceremony for national cycling team The Commission of Culture and Sports organized a farewell ceremony on 17 October for the national cycling team, which is set to participate in the African Cycling Championship to be held from 21 to 25 October in Kisumu, Kenya. Ambassador Zemede Tekle, Commissioner of Culture and Sports, reminded members of the national team that they represent their country and people and urged them to follow the advice of their coaches and support staff and uphold the team’s record of success. Mr. Yonas Zekarias, coach of the national team, urged every athlete to recognize the national responsibility they shoulder and uphold the standing Eritrean cycling has achieved on the African continent. Olympian Merhawi Kudus stated that the national team had made extensive preparations for the competition and will continue its record of success in various competitions. The national team comprises Merhawi Kudus, Natan Medhanie, Hebron Berhane, and Nahom Zeray in the elite category; and Awet Aman, Yafiet Mulugeta, Even Yemane, Naftalem Efrem, Meron Misgina, and Hiyab Habtom in the under-23 category. It is to be recalled that at last year’s African Cycling Championship, held in the city of Kwale, Kenya, Merhawi Kudus and Awet Aman were crowned African champions in the elite and under-23 categories, respectively. #Eritrea
3
234
274
4,516
ንተንኰል ስርዓት ብልጽግና ዘቃልዐ ተወሳኺ ስጒምቲ!
خطوة جديدة تفضح خبث "نظام الازدهار" أرسلت وزارة الشؤون الخارجية ، بتاريخ 12 أكتوبر، مذكرات احتجاج رسمية إلى مكتبي الاتحاد الأفريقي ولجنة الأمم المتحدة الاقتصادية لأفريقيا، بشأن الإجراء الذي اتخذته الحكومة الإثيوبية بطرد الدبلوماسيين الإريتريين من الاتحاد الأفريقي، والممثل الدائم لدى الاتحاد الأفريقي ولجنة الأمم المتحدة الاقتصادية لأفريقيا. وأكدت وزارة الخارجية في رسالتها أن هذا الإجراء يشكّل انتهاكًا صارخًا لمبادئ السيادة والمساواة بين الدول الأعضاء في الاتحاد الأفريقي، وللمادة 15 من اتفاق عام 2008 المبرم بين الاتحاد الأفريقي وإثيوبيا بوصفها الدولة المضيفة، ولاتفاقية الاتحاد الأفريقي لعام 1965 المتعلقة بحصانات ممثلي الدول الأعضاء، فضلًا عن اتفاقيات دولية أساسية أخرى، مشددةً على أن العضوية في المنظمات الإقليمية والقارية لا يجوز إنتهاكها بإجراءات أحادية تتخذها الدولة المضيفة. وبما ان التمثيل في هذه المنظمات حقٌّ سيادي لاينبغي أن يخضع لرغبة دولة عضو أخرى أو نزواتها، دعت الوزارة إلى اتخاذ تدابير تصحيحية، وإلى ضمان حقوق إريتريا بوصفها دولة ذات سيادة وعضوًا متساوي الحقوق، وضمان عضويتها ومشاركتها الكاملة في الأنشطة التي تُنظَّم. إن هذا الإجراء الإثيوبي المتمثل في طرد الدبلوماسيين الإريتريين وقطع العلاقات معهم هو استمرار للانتهاكات والتعديات التي تستهدف سيادة إريتريا ووحدة أراضيها. وكانت سفارة إثيوبيا في أسمرة قد توقفت منذ شهر مايو 2026 عن الرد على المراسلات الرسمية الصادرة عن وزارة الخارجية، وقطعت اتصالها بالوزارة، ثم سحبت أفرادها من إريتريا في 8 أغسطس 2026 دون إخطار وزارة الخارجية الإريترية. وكان ذلك إجراءً مخالفًا للأعراف الدبلوماسية المتبعة، ومكيدةً هدفها تهيئة الأرضية لما هو أخطر. وبعد أن قررت إثيوبيا إغلاق سفارتها في أسمرة، أمرت في 1 أكتوبر 2026 الدبلوماسيين الإريتريين المعتمدين لديها، ولدى الاتحاد الأفريقي ولجنة الأمم المتحدة الاقتصادية لأفريقيا، بمغادرة البلاد خلال 48 ساعة. غير أن الدبلوماسيين المطرودين لم يكونوا معتمدين لدى إثيوبيا فحسب، بل كانوا يعملون ضمن هاتين المنظمتين أيضًا، ولذلك فإن هذا الإجراء يمثل انتهاكًا صارخًا للقانون الدولي والاتفاقيات التي تحكم العضوية والمشاركة في المنظمات الإقليمية والقارية، وإن المطالبة بإلغائه حقٌّ سيادي.
6
419
2
428
6,747
ደጋጊፎም እንተላሃይዋ፡ ዘላ መሲሉዋ!
حين يسندونه ويصفّقون له، يظنّ نفسه قوي! منذ أن تولّى نظام الازدهار السلطة في إثيوبيا قبل ثماني سنوات، وبعد انتهاء الحرب التي دارت في الجزء الشمالي من إثيوبيا بين عامي 2020 و2022، ظلّ خلال السنوات الثلاث الماضية غارقاً في مغامرات عسكرية أشعلها بنفسه. ومن الحقائق المعروفة أنه أنفق مبالغ هائلة على التكنولوجيا العسكرية الحديثة، والأسلحة والذخائر، وكذلك على تدريب الجيش. ولأن إثيوبيا لا تملك القدرة على تحمّل هذه النفقات، فقد تم توفيرها بدعم من قوى لديها أجندات شريرة، سرية وعلنية، للسيطرة على هذه المنطقة وثرواتها. فنظام الازدهار ليس سوى أداة ومرتزق لتلك القوى. ولننظر إلى بعض الأمثلة التي تؤكد ذلك: خلال الأشهر التسعة الأولى من عام 2026 وحدها، تسلّم نظام الازدهار من دولة الإمارات العربية المتحدة حمولة 365 طائرة من المعدات العسكرية، بما في ذلك الأسلحة والذخائر، لإستخدامها في الصراعات الداخلية التي سببتها سياساته الخاطئة، والتي أشعلها عمداً لترسيخ سلطته، وكذلك في إثارة التوترات في الدول المجاورة وخلق حالة من عدم الاستقرار الإقليمي. وبالإضافة إلى ذلك، تلقّى النظام خلال السنوات الثماني الماضية مساعدات مالية خارجية من عدة مانحين، بلغ مجموعها أكثر من 30 مليار دولار أمريكي. وهذا تقدير متحفظ. غير أن واقع إثيوبيا والشعب الإثيوبي مختلف. فنتيجة لهذا النهج المتهور الذي لا يضع الشعب والوطن في المقام الأول، ومع استمرار تدهور الوضع من السيئ إلى الأسوأ، أصبح نحو 21.4 مليون شخص — أي ما يقارب خُمس سكان إثيوبيا — في وضع بالغ الخطورة، وأصبح بقاؤهم معتمداً على المساعدات الإنسانية. وباختصار، فإن أولويات نظام الازدهار المنافق واضحة وهي: خدمة الأجندات الخارجية عبر تأجيج الصراعات، على حساب أمن غالبية الشعب الإثيوبي والسلام والاستقرار الإقليميين، ومحاولة الظهور بمظهر القوة والتميز رغم كونه ضعيفاً وهزيلاً. وما يفعله من عبث بسيادة إرتريا والسودان ووحدتهما الإقليمية دليل على ذلك. ومقولة: «حين يساندونه ويصفّقون له، يظنّ نفسه قوي!» تصف تماماً حالة نظام الازدهار.
330
350
2,589
ኣማን ብኣማን "ኣመል ምስ መግነዝ"!
No intersection point between the two readouts! Another vivid illustration of Potemkin Party's penchant for distortion and deception... ኣመል ምስ መገነዝ!
4
323
2
344
2,901
عزف ذات الهراء البالي! جاء اليوم دور قائد القوات الجوية الإثيوبية ليُعلن بوقاحة عن غزو وشيك لميناء عَصَب! غير مدرك أن هذا التصريح يُشكّل انتهاكاً صارخاً للقانون الدولي وميثاق الأمم المتحدة بشأن التهديد باستخدام القوة وإنتهاك السلامة الإقليمية لدولة عضو في الأمم المتحدة.
Potemkin Party's broken gramophone continues to play the same stale chorus! Today, it is the turn of Ethiopia's Commander of the Air Force to brazenly declare the impending invasion of Assab; oblivious that this pronouncement constitutes a flagrant violation of international law and the UN Charter on the threat or use of force against the territorial integrity of a UN Member State. In some ways, these statements increasingly look as mandatory rituals of allegiance to the PP's agenda of war and conflict by the Army's top brass. xitter.cf/uuu999334AWOL/status/2…
12
336
1
358
4,644
መልእኽቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት 10 ጥቅምቲ 2026 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 9 ጥቅምቲ 2026 ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፡ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ነጋሪት ዝደሰቐሉ ወራር ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብወግዒ ንምጅማር፡ “ስጒምቲ ይወስድ ከምዘሎ” ኣፍሊጡ። "ነፍሰ-ምክልኻል" ብዝብል ምስምስ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ልኡላዊት ኣባል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከካይዶ ወጢኑ ዘሎ ኲናት፡ ትሕዝቶ-ኣልቦ መታለሊ ፈተነን ጸርፊ ንኣስተውዕሎ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብን እዩ። ከምዝዝከር፡ ኤርትራ - ንልኡላውነታን ግዝኣታዊ ሓድነታን ብምጥሓስ፡ “ብሓይሊ ኣፍደገ ባሕሪ ንምውናን” ዘንቀደ ዘይምኽኑይ ኣጀንዳ ኲናት ኢትዮጵያ፡ ንኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ብተደጋጋሚ ክተፍልጥ ጸኒሓ’ያ። እዚ “ጠሓርኩኹም” ዝሕመረቱ፡ ንመሰረታዊ መትከላትን ዓንድታትን ቻርተር ሕቡራት ሃገራት ዝጥሕስን ንዘይገሃስ ልኡላውነት ኤርትራ ዘናሹን ዝኽሕድን ኣሰልካዪን ዘይሕጋውን ታህዲድ ኢትዮጵያ፡ ናይ ኣደባባይ ምስጢር’ዩ። ኢትዮጵያ ክተካይዶ ዝጸንሐት ንዞባዊ ርግኣት ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ተዂታዂ ተግባራት ኲናት፡ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራትን ሓያሎ ኣባላት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ታሕሳስ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 25 ዓመታት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራ ክኽበር ከምዘለዎ ዘነጽር ዝተወሃሃደ መግለጺ ከውጽኡ ደሪኹ’ዩ። እንተዀነ፡ ኢትዮጵያ ነዚ መጠንቀቕታ’ዚ ዕሽሽ ኢላቶ ጥራይ ዘይኰነት፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ግዝኣታ ዝጀመረቶ ሰፊሕ መጥቃዕቲ፡ ነቲ ንነዊሕ እዋን ዝወጠነቶን ዝተዳለወትሉን ወራር ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክተተግብር’ያ ኣንቂዳ ዘላ። ምኽትል ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ኢትዮጵያ ጀነራል ኣበባው ታደሰ፡ ብ27 መስከረም 2026 (ዝሓለፈ ወርሒ)፡ “ናይ መወዳእታ መዓርፎና ዓሰብ’ያ። መቐለ መሰጋገሪት ጥራይ’ያ።” ክብል፡ ነቲ ንኤርትራ ናይ ምውራር ውዱእ ውጥን ደርጒሕዎ’ዩ። ኣብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኩነታት፡ ኤርትራ፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ኣብ ኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት ከቢድ ዕንወት ዘስዕብን ንዞባዊ ርግኣት ዝዘርግን ኣዋጅ ኲናት ኢትዮጵያ ኣንጻር ኤርትራ ኣጥቢቑ ብምውጋዝ፡ ብመሰረት ምዕራፍ 7 ቻርተር ሕቡራት ሃገራት ገታኢ ስጒምቲታት ክወስድ ትሓትት። ዑስማን ሳልሕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ
236
2
267
3,633
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ከተማ ኣልዓለሜን - ግብጺ ተራኺቦም፡ ኣብ ክልተኣውን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ጉዳያትን ዘትዮም።
President Isaias Afwerki met, in the mid-morning hours today in Alamien, with H.E. Hassan Sheikh Mohamud, the President of the Federal Republic of Somalia, for extensive talks on bilateral and other matters of vital importance to both countries. The two Heads of State underlined the imperative of consolidating a conducive political climate that rejects external agendas of interreference so as to safeguard and guarantee the territorial integrity, stability, and peace of Somalia and the unity of its people. President Isaias further remarked that Federal governance architectures in Somalia and other countries in our region have often failed to meet the peoples' hopes and aspirations for unity and cohesion. Political frameworks that polarize socio-economic, religious and ethnic differences to foment perennial crises and that encourage foreign interventions ought to be supplanted by citizenship-based governance architectures. President Hassan Sheikh Mohamud, for his part, conveyed his gratitude to President Isaias Afwerki and the Eritrean people for their firm stance and support to the Government and people of Somalia.
6
182
251
10,283
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃንን፡ ትማሊ ሰንበት 4 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ፡ ኣብ ከተማ ኣልዓለሜን - ግብጺ ርክብ ኣካዪዶም።
President Isaias Afwerki met, yesterday afternoon in Alamien, with General Abdel Fattah al-Burhan, the Chairman of Sudan’s Sovereignty Council, for extensive discussion on bilateral relations as well as regional and international matters of mutual interest to both countries. The meeting, which took place on the margins of the Quadrilateral Consultative Summit, is part and parcel of the regular consultations held between the leaders on bilateral and other broad issues of mutual interest.
1
146
190
5,862
أجرى الوفد الإرتري برئاسة وزير الشؤون الخارجية السيد عثمان صالح، سلسلة من الاجتماعات مع وكيلة وزارة الخارجية الأمريكي للشؤون السياسية أليسون هوكر، ومساعد وزير الخارجية للشؤون الأفريقية فرانك غارسيا، ومسؤولين آخرين في الوزارة.
#Eritrea's Delegation led by Foreign Minister Osman Saleh met, yesterday in Washington, with US Under Secretary of State for Political Affairs, Ms. Allison Hooker, and, the Assistant Secretary for Africa, Mr. Frank Garcia ,respectively. In the meeting with the Under Secretary of State for Political Affairs, Minister Osman welcomed the removal of unilateral sanctions which must be seen as a positive and vital step for turning a new page in Eritrea-US relations. Eritrea's objective is to create the basis for constructive, mutually beneficial, and genuine partnership in the period ahead. The new chapter should enable us to recoup missed opportunities; pivot towards enhancement of trade and investment; as well as explore and leverage new prospects for genuine partnership that eschews structural dependency, FM Osman stressed. Minister Osman also referred to the need for further review of unwarranted policies of pressure pursued by previous Administrations. He elaborated on Eritrea's modest and constructive role in the promotion of peace, stability and security in its immediate and wider neighborhood which encompasses the Horn of Africa; the Red Sea and Gulf of Aden; the Nile Basin, and the Wider Gulf Region. The Minister expressed Eritrea's earnest hope to cultivate collaborative efforts with the US in these ideals as well as in the mechanism of cooperation charted out by the littoral States. The Under Secretary for Political Affairs, for her part, underlined that the lifting of sanctions stemmed from President Trump's commitment to nurture bilateral partnerships based on mutual benefits. This will contribute to the crystallization of warm ties of cooperation between the two countries. Ms. Hooker further remarked on the broad convergence of broad themes of cooperation envisaged by the two sides in these initial and preliminary meetings. The meeting with the Assistant Secretary State, Mr. Frank Garcia, was likewise focused on broadly similar themes. The two sides agreed that future talks will focus on more profound and concrete consultations for the promotion of trade and investment; regional peace and stability, as well as resolution of pending matters through constructive dialogue.
2
117
161
2,688
وفي هذا الاجتماع، الذي عُقد للمرة الأولى بعد رفع العقوبات الأمريكية الأحادية الجانب المفروضة على إرتريا، أوضح الوزير عثمان في النقاط التي طرحها أن هذا اللقاء يأتي في إطار التواصل الجاد الجاري، قولًا وروحًا، من خلال تبادل الرسائل بين الرئيس إسياس أفورقي والرئيس دونالد ترامب.
15
23
512
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲ፡ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ሎሚ 3 ጥቅምቲ ሰዓት 7፡00 ንግሆ ናብ ግብጺ ገይሹ።
On the invitation of President Abdel Fattah el-Sisi, President Isaias Afwerki has departed to Egypt for a working visit in the early morning hours today. During the visit, President Isaias will participate in the Summit of Heads of State on collective security, stability, and partnership. The current Summit is a continuation of periodic forums on the wider neighborhood - the Red Sea Region, the Gulf of Aden, the Arabian Gulf as well as the Nile Basin - conducted through different platforms. President Isaias Afwerki and President Abdel Fattah el-Sisi will also discuss further enhancement of bilateral ties during the visit.
17
193
2
293
10,226
بيان صحفي بخصوص السلوك العدائي المؤسف لإثيوبيا
83
102
2,734
"ናይ ኢትዮጵያ ዘሕዝን ተጻባኢ ተግባር" - መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ
12
146
3
180
7,601
ብሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወትን ሚኒስተር ንግድን ኢንዳስትሪን ኣቶ ነስረዲን መሓመድ ሳልሕን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ኣብ ካይሮ ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን መጓዓዝያን ብተናጸል ተራኺቡ፡ ዘትዩ።
97
158
2,014
Statement delivered by H.E. Minister Osman Saleh Mohammed foreign Minister of the state of Eritrea at the 81st session of the General Assembly New York | September 28, 2026 shabait.com/2026/09/28/
1
115
4
173
17,206
Paulos Netabay retweeted
Eritrea 1 - Kenya 0 @ Half Time
3
57
3
149
4,652