ሓንሳብ እባ ቅንዕ በሉ እሞ ብጋንታኹም ኩርዑ ኣሕዋተይ ፣ ሓንሳብ እባ ስምዑ እሞ ብወልዋሎ ተደሰቱ፣ ሓንሳብ እባ ቁሊሕ በሉ እሞ ናይ ጋንታኹም ደስታ ረኣዩ፣ ሓንሳብ እባ ደስ ይበልኩም እሞ መሊስኩም ዋላ ንዘልኣለም ደቅሱ ደቅነይ፣
ሓደ ሓደ ጊዜ ዝለፋዕኻሉ ፍረ ፀማኻ ምርካብ ልዕሊ መርዓ እዩ፣ ሓጎስካ ምቁፅፃር ስኢንካ ክሳብ Faint ምግባር የብፅሐካ እዩ። ነዚ ድማ ሎምዓንቲ ደገፍቲ ወልዋሎ መግለፂትናን ንኹልና ብሓደ ቤተሰብ ትገብረና ጋንታና ፅዋዕ ኢትዮዽያ ዓቲራ
እስኪ ኩዕሶ ትፈትው ካብ ዓለም ዋንጫ ወፃኢ ዘወር ኢለ ከርእየኩም ተመልከቱዎ
youtu.be/jwZvWfOJfpk?si=hA9g…
156
We will be free from the sound of mosquitoes and have a peaceful sleep tonight.
Thank you PSG
@MaylihamK @Akebom29
2
188
ሐዚኸ @neba_tdf ሓወይ ናበይ ይመስለካ ጉዕዞና
2
1
272



















